Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ።

ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ቫለሪ ቴሂዮን ሓላፊ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ሎክን ነቲ ስምምዕነት ፈሪሞምዎ፡፡

እቲ ሓገዝ፥ ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ሕርሻ ንምምሕያሽን ዝውዕል ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.