Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ -ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ  ኢሎም።

ኣይተ ደመቀ ጎኒ ንጎኒ ሓፈሻ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ትሕብብር ሚኒስተርን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ሼክ ኣብዱላህ ቢን ዛይድ ተዛቲዮም።

ከልቲአን ሃገራት ሕውነተን ምዕባይ ከምዝግበአን ብምግላፅ፥ ናይ ሓባር ተረባሕነተን ኣብ ዘረጋግፁ ጉዳያት ምስራሕ ከምዝግበአን ሓቢሮም።

ሼክ ኣብዱላህ ቢን ዛይድ ብግደኦም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ንግዲን ኢንዱስትሪን ብምትሕብባር ምስራሕ ዘኽአል ዓቕሚ ከምዘለወን ተዛሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.