Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ውሕመ ኣፈልጦ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ትካል ስነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፈልጦ ረኺባ።

ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ውሕመ ኒውዮርክ ተረኪበን እቲ ሽልማት ተረኪበን።

እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታትን ጎዳኢ ልምዲታትን ንምውጋድ ዝወሰዶም ስጉምቲታት ሕጊ፣ ፖሊስን ፕሮግራምን ኣብሪሀን።

እቲ ኣፍልጦም ሽልማትን መንግስቲ ንስርዓተ ፆታ ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕን ዘለዎ ቁርፀኝነት ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.