Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ልማታን ዕቤታን ንኅረጋገፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዘይምርግጋእን ወፂኣ ልማታን ዕቤታን ንምርግጋፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣብ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ሓላፊ ምብራቕ ኣፍሪካ ቮን ኢሰን ምርክስ ገሊፆም።

ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ክልተኣዊ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት እናገበረ ዝርከብ እቲ ልኡኽ፥ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓገዝን ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝጠናኸረሉ ጉዳይ ውፅኢታዊ ልዝብ ምግባሮም ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.