Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ንሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያንን ግሪኽን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መርሃ ግብሪ መትአኽኻብ እቶት እናሰናድኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ እቶት ንምክያድ ብዝተጠናኸረ መልክዑ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም፡፡

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብቲ ኣኼባ ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

ኢትዮጵያውያን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ንሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.