Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም።

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብቲ ውድድር ሰፊሕ ግምት ዕዉትነት ዝተውሃቦ ኮይኑ ኣሎ።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻን ሰለሞን ባረጋን፣ ሞሮኳዊ ሶፊያን ኤል ባካልን ኬንያዊ ጢሞቲ ቸሪዮትን ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ከምዝሳተፉ ካብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.