Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝተሳተፉሉ ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝተሳተፉሉ ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኒውጀርሲ ተኻይዱ።

እቲ ሰልፊ ነቲ ሕጊ ዘርቀቑ ኣባል ኮንግረስ ኒውጀርሲ ቲም ማሊኖውስኪ ኣብ ቅድሚ ዝሰርሑሉ ቢሮ እንትኸውን፥ ኣብቲ ሰልፊ ንዐኦምን ነቲ ሕጊን ዝቃወሙ መልእኽቲታት ተመሓላሊፎም።

ተወከልቲ ዳያስፖራታት፥ ነቲ ሕጊ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝቃወሙዎን ኣፍራሲ ካብ ዝኾነ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ዘተሓሳስብ ደብዳበ ንተወከልቲ እቶም ኣባል ኮንግረስ ሂቦም።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.