Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ከምዘልዐሉ ካብ ኤምባሲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ስግግር ፍልጠት ምግባር ብዝዕባ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ማእኸላት ልምዓት ምህናፅ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምትሕብባር ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.