Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን፡፡

እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን ኣብ ዘፈር ውልቀ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.