Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል  ተስማዕሚዐን።

ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን እታ ሃገር ቴዮንግ ቾ ብምርኻብ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።

ክልቲኦም መራሕቲ፥ ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል  ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኸተሙ እቲ ኣገልግሎት ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝለኣኾ መረዳእታ ይሕብር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.