Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫለቱ ሳኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኪንቴክስ ደቡብ ኮሪያ ካብ 2 ክሳብ 4 ሕዳር ኣብ ዝካየድ “ስማርት ጂኦስፓሻል ኤክስፖ 2022 ” ንምስታፍ ናብታ ሃገር ኣምሪሑ።

ሚኒስትር መሰረተ ልማት  መሬትን ትራንስፖርትን እታ ሃገር ሂ ርዮንግን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር  ነቶም ኣባላት ልኡኽ ኣቀባብላ ደሴ ዳልኬ ገይረሙሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.