Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን።

ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኬኒያ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ምዝታየን ኣብ ኤምባሲ ኢትዮፐያ ኣብ ኬኒያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ኢየን ገይረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.