Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ምክልኻል ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሞሀመድ ኣህመድ ኣል ቦዋርዲ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ባህረ ሰላጤን ዘሎ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ብዝምልከት ምዝታዮም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ኣብ ዝሰርሓሉን ርክበን ኣብ ዘጠናኽራሉን ኩነታት ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.