Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ኣብ ታንዛኒያ፣ ዳሬ ሰላም ጉባኤ ሚኒስተራት ሃገራት ተፋሰስ ተኻይዱ።

ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ሃብታሙ ኢተፋን ሚኒስትር ማይን ሓለዋ ከባብን ኡጋንዳ ሳም ቸፕቶሪስ እዮም።

ኣብ ታንዛኒያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ  ሽብሩ ማሞ ከምዝገለፅዎ፥ ነቲ ፃውዒት ዘቕረባ  ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሃገራት ተፋሰስ ብሓባር ንምልማዕ ዝተጣየሸ ኮሚሽን ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ገሊፆም።

ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ሚኒስትራት ከምዝተገለፀ፥ ካብ ግብፂ ወፃኢ ኩለን ሃገራት ተፋሰስ ተሓጋጊዘን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን፡፡

ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ንሓደ መዓልቲ ዝተኻየደ ጉባኤ ሚኒስተራት ሃገራት ተፋሰስ ናይል ምዝዛሙ ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.