Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።

ኣባላት ጉጅለ ዓለም ለኸ ለውጢ ክሌማን ኢኒሼቲቭ ልምዓት ደንን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ከልቲኣዊ ርክብ ምሕዳስ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛቦም ተገሊፁ።

ብፍላይ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ምስምዕመዐን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.