Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኢትዮጵያ ሄንክ ያን ባከርን ተፈራሪሞምዎ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ደረቅ ወደብ ሞጆ ንዝህነፅ መኽዚን መፅንሒ ኣትክልቲን ፍረምረን ንስራሕቲ ህንፀት ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡

ወ/ሮ ሰመሪታ እቲ ህንፀት ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ተሃኒፁ ከምዝዛዘም ብምሕባር÷ መንግስቲ ኔዘርላንድስ ንዝገበሮ ሓገዝ ኣመስጊነን፡፡

ብበረከት ተካልኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.