ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን።
ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ክፍሊ ሽርክና ሚኒስቴር ግብርና ቻይና ኒ ሆንግሺንግ፣ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ምዕራብ ኤስያን ኣፍሪካን ሊዩ ጂያንግ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን።
ከልቲአን ሃገራት ብስሩዕ ንምርኻብን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን መትሕብባር ንምቕፃልን ተስማዕሚዐን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።