Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግበራት ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ምኻዱ ይዝከር።

ስለዝኾነ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ ኣሎ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ተተካኢ ሚኒስትር ንግዲ ቻይና ሊ ፌይ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.