Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ መብራቕ ኣፈሪካ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ብመሰረት እቲ ስምምዐነት ውፅኢት ተኮር ንዝኾነ ሓለዋን ክንክንን ደኒ ሓዊሱ ተስማዕማዒ ኣጠቓቕማ መሬትን ብምትግባር ጋርበን ንምቕናስ ዝሕግዝ ክሳብ 40 ሚሊየን ዝበፅሕ ዶላር ኣሜሪካ ደገፍ ከምዝግበር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.