Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ንምጥንኻር ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዴንገ ቦሩን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪ ሶማሊያ ኻሊፍ ዓብዲ ዑመር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዮም።

ርኢቶ ኣካላት ኢንዱስትሪን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ግምት ብምእታው ርክብ ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

መንግስታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ስምምዕነት ስግረ ዶብ ንግዲ ኣብ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ዝርከቡ ህዝቢታት ተረባሕቲ ንምግባርን ዶብ ዘለል ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምንካይ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት እውን ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.