Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ፌዴሪኢ ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር እታ ሃገር ኣመልኪቶም ከምዝተመያየጡ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣፍሊጠን።

ምሕዝነት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.