Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ኢነርጂ ስዑዲ ዓረብ ኣብዱል ኣዚዝ ቢን ሰልማን ኣል ሳዑድን ክታሞም ኣንቢረሙሎ።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ቀረብ ነዳዲ ነምስፋሕ ናይ ነዊሕ እዋን ማዕቐፍ ስምምዕነት ምትሕብባር ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብዓውዲ ኢነርጂ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኢኖቬሽን፣ ሳይበርብ ድሕንነትን እተን ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕማዓ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.