Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ጂኦተርማል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ (ጂኦተርማል) ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ኡሪያት ምስ ስፑትኒክ  ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕነት ይዛተያ ለዋ ኢሎም።

ሩሲያ ኣብቲ ዓውዲ ዝሓሸ ፍልጠት ከምዘላዋ ብምግላፅ፥ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ክብ ንምባል ካብዚ ንምምሃር ባህጊ ከምዘላዋ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ እተን ሃገራት ነቲ ስምምዕነት ንምፍፃም ከምዝተዳለዋ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.