Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደርእይን ኮንፈረንስን ምክልኻል ንምስታፍ ኣቡዳቢ ኣቲዩ።

ኣብ ፃንሒቱ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ፣ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሚኒስትር ምክልኻል ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዝነበሩ ምትሕብባራት በዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ተላዚቦም።

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ድማ ተስማዕሚዖም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.