Fana: At a Speed of Life!

ኢሰመኮ መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ።

ኣብ ኣፍሪካ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ትካል እንትኸውን ኢሰመኮ ንህፃናት ዝገብሮ ሓለዋን ዝህቦ ከለላ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ሰብኣዊ መሰልን ድሕንነትን ኣፍሪካ ብዝሰርሑ ምሁራን ኮሚቴ ከምዝተገምገመ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.