Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ኣብ ልዕሊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ ነግብረ ራ”ዕዲ ይድግፉ ኢዮም ዝበለቶም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሁሴን አሚር አብዱላሂያን፥ እቲ ማዕቐብ ዝተነበረሎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ግብረራዕዲነትን ግብረ ራዕዲታትን ዝድግፉ ኢዮም ኢሎም።

ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ኢራናዊያን ፅልኣትን ምጥፋእ ስምንም ዝፈፀሙ፣ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ንክፍፀም ዝጎስጎሱን ሁውከትን ናዕቢን ንክፍጠር ዘለዓዕሉን ከምዝኾኑ ተዛሪቦም ክብል ፕረስ ቲቪ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.