ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘለዉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 185 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ሓዱሽ ክብረወሰን ኮይኑ ተመዝጊቡ፡፡
ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር 38 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ ተገሊፁ።
እቲ ክብረ ወሰን ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኮይኑ ከምዝተመዝገበ ንምክትል ሚኒስትር ንግዲ ቻይና ኪያን ኬሚንግን ፀሪሑ ሲ ጂ ቲኤን ፀብፂቡ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።