Fana: At a Speed of Life!

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ።

“ወያነ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ፀላኢ ኢዩ፣ ክዘምት ኢየ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ከኽብር ኢየ፣ ኣብ መቓበር ከሓድቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ኢዩ፣ ናይ ጭካነ ስጉምቲታት ወያነን ሸኔን ንኹንን” ዝብሉ ጭርሖታት ኣብቲ ሰላማዊ እናተሰምዑ ይርከቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.