Fana: At a Speed of Life!

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡

ሰልፈኛታት ሓሽከር ወያነ ኮይኑ ዘገልግል ሸኔን ጨፍጫፊን ዘራፊን ወያነን ዘካይዱዎ ሃገርን ህዝቢን ናይ ምጥፋእ ሽርሒ ንሕና ብህይወት እናሃለና ክዕወት ኣይኽእልን፤ ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ብምዝማት ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ክነኽብር ኢና” ኢሎም።

ዕጉስን ሰላማዊን ዝኾነ ህዝቢ ኦሮሞ፥ ክልቲኦም ግብረ ራዕዳውያን ልኡኽቶ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ባዕዳውያን ንምፍፃም እናካየዱዎ ዝርከቡ ምንቅስቓስ ብጥብቂ ከምዝኹንኑ ገሊፆም።

ብሙከታር ጠሃን ተመስገን ኣለባቸውን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.