Fana: At a Speed of Life!

ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ።

ኣመኻሪ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ጌትነት ይግዛው ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ተረባሕቲ ካብ እትኾነሎም ዓውዲታት ሓደ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ኣብ ሆቴላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዝርከቡ መዕረፊ ስፍራታት ዘለዉ ቅድመ ምድላዋት ዝተባብዑ ኢዮም ኢሎም።

እቶም ኣጋይሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት እወንታዊ ምስሊ ሒዞም ንክኸዱ ዘኽእል ተወሳኺ ምድላው ከምዘድሊ እውን ሓቢሮም።

ብፍላይ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ብሚኪያስ ኣየለ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.