ንደጀናዊ ፍቕሪ ህዝቢ ወሎ ልዕሊ ነብሲ ዝኽፈል መስዋእቲነት እንተዝህሉ ክንገብሮ መኸኣልና – ሌ/ኮ ታየ ተክሌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንደጀናዊ ፍቕሪ ህዝቢ ወሎን ደሴን ልዕሊ ነብሲ ዝኽፈል መስዋእቲነት እንተዝህሉ ክንገብሮ መኸኣልና” ክብሉ ሌተናል ኮሎኔል ታየ ተክሌ ገሊፆም።
ማሕበር ሕብረት ስራሕን ሽርክናን ህንፀት እኒ ፍሰሃ ዳኜን ጋደጮቻቸውን ኣብ ግምባር ውጫሌ ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንግዶት ምሳሕን መዘናግዒ ሙዚቃን ኣካይዶም።
ካብ ከተማ ደሴ ልዕሊ 60 ኪ.ሜ ተጓዒዞም ነቲ ሰራዊት ምሳሕ ኣብ ዘብልዑን መነቓቕሒ ምድላው ሙዚቃን ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን ዝተረኸቡ ሌተናል ኮሎኔል ታየ ተክሌ፥ “ንደጀናዊ ፍቕሪ ህዝቢ ወሎ ልዕሊ ነብሲ ዝኽፈል መስዋእቲነት እንተዝህሉ ክንገብሮ መኸኣልና” ኢሎም።
“ኣብቲ ግምባር ካብ ዘለናሉ እዋን ጀሚሩ ደጀንነት ህዝቢ ስለዘይተፈለየና ምስጋናና ዕዙዝ ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም።
ብኣለባቸው ኣባተ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።