Fana: At a Speed of Life!

ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ምዃን ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግምባር ኮይኖም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ናይ ወገን ጦር ብልዑል ሞራልን ወነን እናተዋገአ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝነበሩ ቦታታት እናተቖፃፀረ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም፡፡

ስለዝኾነ ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ንካሳጊታ ከምዝተቖፃፀረ ዝገለፁ እቶም ቀዳማየ ሚኒስትር፥ ቡርቃን ጭፍራን ሎሚ መዓልቲ ከምዝቆፃፀር እውን ኣብሪሆም።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.