Fana: At a Speed of Life!

ንዞባ ጎፋ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝኸውን 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

ሚኒስትር ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብን 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነትን ደገፍ ከምዝተገበረ ድማ ኣፍሊጠን።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.