Fana: At a Speed of Life!

ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ኣቕርቦት እታዎት ኣይተ መንግስቱ ተስፋ፥ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ዘበነ ምህርቲ 18 ነጥብ 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዕድጊት ንምፍፃም ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተፈፀመ ገሊፆም።

ካብቲ ዝተዓደገ እቲ 5 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጁብቲ ከምዝበፅሐ እውን ሓቢሮም።

ካብዚ እቲ 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ናብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተጎዓዓዘ እቲ 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ናብ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ይጎዓዓዝ ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.