Fana: At a Speed of Life!

ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት፣ ካብ ዘይምትእምማንን ክብሪን ካብ ለመናን ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ውህደት ኢኮኖሚ፣ ሃፍቲታትናን ፍልጠታትናን ብምጥማር፣ ትልሚ 2063 ብሓባር ምዕዋት ንኽእል ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.