Fana: At a Speed of Life!

ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ  ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን  ዞባ መተከል ንኣመራርሓ  ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ  ይወሃብ ኣሎ።

ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ ቀሪቡ።

ሓላፊ ዓውዲ  ስልጠናን ሱፐር ቪዥንን ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል ጉሙዝ  ኣይተ ኣንዳርጋቸው ሞላ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ስልጠና ነባራትን ተተካእቲን ኣመራርሓ  ዞባን ወረዳን መተከል ተሳቲፎም።

ቀንዲ ዕላማ እቲ ስልጠና ኣብቲ ዞባ ዝረኣዩ ፀገማት ፀጥታን ሓፈሻዊ ክፍተታት ብቕዓት ኣመራርሓን  ንምምላእ ኢዩ እውን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.