Fana: At a Speed of Life!

ንኢንተርናሽናል ዳኛ በኣምላክ ተሰማ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ፀወታታት ዋና ዳይና ኮይኑ ዝመርሕ ኢንተርናሽናል ዳኛ በኣምላክ ተሰማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ገይሩሉ።

በኣምላክ ተሰማ ኣብቲ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዋና ዳይናን ሓጋዚ ዳይናን ኮይኑ ፀወታታት ዝመርሐ እንትኸውን፥ ብፍላይ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ንዘርአዮ ብቕዓት ብብዙሓት ምስጋና ተለጊሱሉ ኢዩ፡፡

ስራሕቲ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ዝተመለሰ ኢንተርናሽናል በኣምላክ፥ ብፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡

እቲ ፌዴሬሽን ብምክትል ፕሬዚዳንት ኣይተ ኣበበ ኣቢሉ ህያብ ከምዘበርከተሉ እውን ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.