Fana: At a Speed of Life!

ንባዕዳዊያን ገዛእቲ ዝሰዓረት ኢትዮጵያ፤ ካብ ውሽጣ ዝወፀ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣይትፈርስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቖፃፅራ ኣውሮፓ 1896 ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝፈፀሞ ወራር ዝሰዓረትን ብባዕዳዊያን ገዛእቲ ሓይልታት ዘይተገዝአት ሃገር ብምዃና÷ ኣብዛ ሃገር ብዝተፈጠረ ጎንፂ ክትፈርስ እያ ኢልካ ምሕሳብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይምፍላጥ ከምዝኾነ ቤንጃሚን ኡጁማዱ ገሊፁ።

ቤንጃሚን ኡጁማዱ ኣብ ዘ ጋርዲያን ኣብ ዘስፈሮ ፅሑፍ÷ ጣልያን ብኢትዮጵያ ብምስዓራ ቅድም ክብል ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስንካይ ዕድል ፈጢሩ እዩ ኢሎም።

እቲ ኣጋጣሚ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበረሰብ ዓለም ንክትኽበርን ብኣፍሪካውያን ድማ ኩርዓት ፀለምቲ ህዝብታት ኮይና ከም ዋና ንክትቁፀርን ዝገበረ ከምዝነበረ እውን ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃና÷ እዛ ሃገር ናይ ውሽጢ ፀገማት ዝዘራረብሉን ካብ ኢትዮጵያ መፍትሒ ዝረኽብሉን ምህዳር ከምዝፈጠረ ንኢትዮጵያ ዘለዎም ኣረዳድኣን እዛ ሃገር ናይ ባዕላ ፀገም ካብ ምፍታሕ ሓሊፉ ንኣፍሪካውያን መፍትሒ ዝኾነት ጠንካራ ሃገርን መርኣያ ኮይና ከምዝትቁፀር ኣብቲ ዘስፈሩዎ ፅሑፍ ኣመልኪቶም።

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.