Fana: At a Speed of Life!

ንበዓል ትንሳኤ ናብ እስራኤል ንዝኸዱ ኢትዮጵያውያን ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ጉዕዞ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ትንሳኤ ናብ እስራኤል ኣብ ዝኸዱ ኢትዮጵያውያን ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ጉጅለ ጉዕዞ ቪዛ ከምዝተለዓለ ተገሊፁ።

ምስ ኣቦታት ገዳም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢየሩሳሌም፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል፣ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤልን ከምኡ እውን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጉዳይ ህዝቢን ኢሚግሬሽን ብዝተገበረ ምይይጥ ኢዩ እቲ እገዳ ተላዒሉ ዘሎ፡፡

ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ፥ ኣብቲ ከይዲ ልዑል ግደ ንዝነበሮም ኣካላት መንግስቲን መንግስቲ እስራኤልን ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብምግንዛብ እቲ እገዳ ንኽለዓል ብምፍቃዱ ምስጋና ምቕሪቦም ካብ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.