Fana: At a Speed of Life!

ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ሰንሰለት ዕዳጋ ብዝሓለወ መገዲ ብማሕበራት ሸመትቲ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ነቲ በዓል ዝኾና አንስሳት ንምምፃእ መትእስሳር ዕዳጋ ይፈጥር ከምዘሎ ዝገለፃ ዳይሬክተር ዕዳጋ እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ደብሪቱ ለአለም፥ ድሕሪ 6 መዓልታት እንስሳት ክነመፅእ ኢና ኢለን።

ዘይቲ፣ ሽኮርን ዝመሳሰሉን እታዎታት ድሕሪ 4 መዓልታት ናብ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ከምዝብተን እወን ገሊፀን።

ፍትሓዊ ክፍፍል ንክህሉ ክትትል ከምዝግበር ድማ ተዛሪበን።

ብዙፋን ካሳሁን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.