ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዞባ ወላይታ ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ምምሕዳር ዞባ ወላይታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን 20 ኩንታል ሕሩጭ ከምኡውን 400 ደርዘን ማይ ደገፍ ተገይሩ።
እቲ ደገፍ ንኮሚቴ ኣተኣካኻቢ ሃፍቲ ከምዝተረከበ ተገሊፁ።
ሀዝቢ ወላይታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ናይ ህወሓት(ጁንታ) ጉጅለ ኣሸባሪ ኣብ ሓድነት ሃገርን ሰላምን ዘንፀላለዎ ሓደጋ ንምምካት ዝኸፍሎ ዘሎ መስዋእቲ ብምንኣድ እቲ ቃልሲ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ድጋፍ ከመዝገበረ ተገሊፁ።
እቲ ርኽክብ ናይ ደቡብ ክልል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን መናእሰይን ቢሮ ሓላፊት ወይዘሮ ኣስቴር ከፍታው፣ ናይ ደቡብ ብልፅግና ፖርቲ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኔት ፅሕፈት ሓላፊት ወይዘሮ ነኢማ ሙኒርን ናይቲ ክልል መንግስቲ ኮሙዩኒኬሽን ቢሮ ሓላፊት ወይዘሮ ሰናይት ሰለሞንን ኣብ ዝተረኸባሉ ኢዩ ተኻይዱ።
ብማስተዋል ኣሰፋ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።