Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትከላላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝመዛበሉ ዜጋታትን ንሰራዊት ምክልኻልን ዝኸውን ሓገዝ ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም፡፡

እቲ ሓገዝ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ፣ ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ትካል ዝኽሪ ንኢየሩሳሌም፣ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኣክሲዮን ማሕበር ትሬዲንግ በልስቲ ነገሳን ልጆቹን፣ ኤምባሲ ኢንተርናሽናል ቸርች ከምኡ እውን ፋብሪካ ኣልኮልን መስተን ባለዛፍ ብሓፈሻ ልዕሊ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።

ብተመሳሳሊ ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ዓይነትን ገይሮም፡፡

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ኮርፖሬሽን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ቅድሚ ሕዚ ሓገዝ ገይሮም ኢዮም።

ሰራሕተኛታት እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ቀዳማይ ዙር ልዕሊ 30 ብር ሓገዝ ምግባሮም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.