Fana: At a Speed of Life!

ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ ሱዳን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ካብ ልቢ ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀገም ሓው ህዝቢ ሱዳን ናትና እውን  ፀገም ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰላሞ ህዝቢ ሱዳን ሰላምና ብምዃኑ ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ ሱዳን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ካብ ልቢ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.