Fana: At a Speed of Life!

ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።

ኣይተ ኣገኘሁ፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ነቲ በዓል ዝግበር ዘሎ ምድላው ብዝምልከት ተዓዚቦም።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ሁስማን፥ ነቲ በዓል ሰፊሕ ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ0 ኢሎም።

ዝተረፉ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ብምርብራብ ከምዝዛዘም ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

እቲ ክልል ናይ ምፍላጥ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጦም።

እቲ በዓል ካብ 25 ክሳብ 29 ሕዳር 2016 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክካየድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

“ብዙነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝኽበር ኣብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.