Fana: At a Speed of Life!

ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን – ነበርቲ ከተማ ኣሰላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን” ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ገሊፆም።

ነበርቲ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምኹናን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሮም ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምስማዕ ኣብ ሓምለዋይ ስታዲየም ኣሰላ ተኣኪቦም።

ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ካብ 8ቲአን ቀበሌታት ዝተውፃፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዜጋታት ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ፣ ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን፣ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክዘምት ኢየ ዝብሉ መልእኽቲታት ተመሓላሊፎም።

ብሊያ ዱጉማ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.