Fana: At a Speed of Life!

ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ መመርመሪ ናብ ስራሕ ዘእተዉዎ፥ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሚኒሰስቴር ጥዕናን ምስ መሓዙት ትካላት ብምትሕብባር ኢዩ።

ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ ኤች ኣይቪ ኤድስን ቲቢን ካብ ዘለወን 30 ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነትን እቲ ሓዱሽ ሜላ መመርመሪ እውን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝነበረ ውፅኢውነቱ ዝዓዘዘ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

እቲ ሓዱሽ መመርመሪ ምስ ትካላት ጥዕና ብምትሕብባር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ።

TB LF-LAM ዝተብሃለን ካብ ሽንቲ ናሙና ብመውሳድ ዝካየድ እቲ ምርመራ፥ ፅዕንቶ ዘቃልል ኢዩ ምባሉ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.