Fana: At a Speed of Life!

ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ብሄራዊ ማሕበር ተቓላዕቲ ስጋ ደዌ ኢትዮጵያ ሓተቱ።

ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕሙሙት ስጋ ደዌ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሃረር ጉዕዞ እግሪ ተገይሩ።

እቲ መዓልቲ፥ “ሕማም ስጋ ደዌ ኣይንዘናጋዕ” ብዝብል መሪሕ ቃል በዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።

እቲ በዓል ንሕብረተሰብ ግንዛባ ንምሃብ ዓሊሙ ጉዕዞ አግሪ ተገይሩ።

ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ከፍያለሁ በቀለ፥ ስጋ ደዌ ብናይ ፈጣሪ ቁጥዐ ኣይመፅእን ኢሎም።

ብዘርኢ አውን ከምዘይተሓላለፍ ተዛሪቦም።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.