Fana: At a Speed of Life!

ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ኣቕርቦት ነዳዲ ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዓመት 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ሽኮርን 20 ሚሊየን ሊትሮ ኢታኖልን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እቲ ፋብሪካ፥ ገናሕቲ ነዳዲ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ንድሕንነቶም ብምስጋእ ናብቲ ከባቢ ንምኻድ ፍቓደኛታት ብዘይምዃኖም ካብ 2 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ምፍራይ ደው ከምዘበለ ተገሊፁ።

ይኹን እንበር ካብ 7 ለካቲት ጀሚሩ ኣቕርቦት ነዳዲ ብምፍትሑ ናብ ስሩዕ ስርሑ ከምዝተመለሰ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.