Fana: At a Speed of Life!

ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋን ደረቕ ወደብ ድሬዳዋን ብምውዳድ ዝጣየሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ጠሚቱ ኣብ ክሊ ማዕቐፋት ሕጊን መሰረተ ልምዓትን ዘተ ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸባ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ገሊፀን።

ኣብ ድሬዳዋ ዝጣየሽ ናፃ ንግዲ ቀጣና፥ ኣቑሑ ዝራገፍሉ፣ ዝተኣናገድሉን ናብ ወፃኢ ዝለኣኽሉን ፓርክን ሰደድ መቀነባበሪ ዞባን ብዝምልከት ኣብቲ መድረኽ መብርሂ ቀሪቡ።

ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ፣ ስልክን ማይን ከምኡውን ካልኦት መሰረተ ልምዓታት መህላዎም እውን ምግላፁ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.