Fana: At a Speed of Life!

ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት 10 መስከረም ከምዝኾነ ዕላዊ ኮይኑ።

ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኣክሲዮን ማሕበርም እቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝጅመረሉ ዕለት ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

ናይ 2016 ዓ.ም ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ውድድር 29 ሰነ 2016 ምዝዛሙ ይፍለጥ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.